ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምክባር ደንቢ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዉዕል ሕትመት መክሰሲ ፓድ ግዝኢት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 03:00 Morning
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 22/11/2011 ክሳብ ዕለት 24/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/11/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00

4 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757

Backs
Tender Category