ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ ብሓባር ሃፍቲ ብምትእልላሽ ብድሙቅ ኩነት ከብዕሎ ስለዝደለየ ፕሮሞት ንምግባር ድልየት ዘለኩም በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 04:00 Morning
  • Marketing and Promotion Services/
  • Print
  • Pdf

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

ናይ እቶት ምትእልላሽ ስራሕቲ ንምስራሕ ዘክእል ፍቃድ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን

በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ጀሚሩ  ን 3ተ ናይ ስራሕ  መዓልቲ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዝቅርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:00

ፕሮፎርማ  ዕለት 24 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77

Backs
Tender Category