ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ስራሕን ባነርን ከስርሕ ከምኡ እዉን ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 09:00 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍተሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምም/ርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 15/11/2011 ዓም ክሳብ 17/11/2011 ዓም ክወስድ ይክእለ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/11/2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714

Backs
Tender Category