ኣብ ቤት ዕዩኡ ንዝርከባ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሓደ ጎማን ባትርን መካይን ሎት ክልተ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ብግልፂ ድጋሚ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 16, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/ Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf
  1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

  2. መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእልን

  3. ናይ ወርሒ ነሓሰ 2007 ዓ ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

  4. ሰነደ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 12 ምዉሳድ ይከኣል

  5. ጨረታ ብድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ ጥቅምቲ 30 2008 ዓ ም ዝሽየጥ እንትከዉን 30 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 8፡ 45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 9 ፡00 ይክፈት

  6. መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

  7. ተጨራታይ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ

  8. ዝኮነ ተጫራታይ ብዝዓባ እቲ ጨረታ ሰነድን ካልእ መብራህርሂ ዘድልዮ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል

  9. ጨረታ ሰዓራይ ንብረት ኣታዊ ዝገብረሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ኮይኑ እቲ ንብረት ድማ ፅሬቱ ብባዓል ሞያ እቲ ቢሮ ክረጋገፅ ይግባእ

  10. እቲ ቢሮ ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ቁፅርታት ስልኪ 0344403477 ወይድማ 0344408299 ብምድዋል ይኩን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category