ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ቀለብ ዝውዕል ቀዳማይ ደረጃ ዛላ በርበረ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:10%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 04:30 Morning
  • Food Items Supply/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምዝገባን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

4 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ 10 ሚኢታዊ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፤

6 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል፤

7 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ፤

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ፤

8 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ምዉሳድ ትክእሉ፤

9 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

10 እዚ ጨረታ ዕለት 26/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሎ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይካኣል እዩ


Backs
Tender Category