ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 04/11/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡