ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዝ/የ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሰነ 24, 2011 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 04:00 Morning
  • Books & Education Materials/
  • Print
  • Pdf
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤  

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/10/2011ዓ/ም ክሳብ 24/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                           2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

                                             ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category