ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝ/ያ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘገልግል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • Posted Date: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሰነ 14, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሰነ 14, 2011 04:30 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን፤

2 ናይዚ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን ግብሪ ሙሉእ ዝከፈለን፤

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ ኣለዎ፤

4 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

5 ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቅርብ ዝክእል፤

6 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤

7 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 29/09/2011 ዓ/ም ክሳብ 14/10/2011 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡን ብስምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓጉ ብትዓሸገ ኢንቨሎፕ ሓደ ኮፒ ሓደ ኦርጂናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ይኣትው፡፡

8 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን ይከውን፡፡

9 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከውን ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ብር 5000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

10 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

11 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእልን፤

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 46058 ምድዋል ይከኣል::

Backs
Tender Category