ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዝ/የ ቤት ትምህርቲን ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክ/ከተምኡ ዝርከቡ ዝ/ዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ሰፔራትን ኣብ ዝ/የ ብርኪ ንዘለው ኣብቲ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደኣንት /ሕ/ሽ/ማሕበራት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሰነ 3, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:2000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:20.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሰነ 3, 2011 09:00 Afternoon
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 ተጫረቲ ደኣንት ሕ/ሽ/ማሕበራት ካብ ቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዳትሪን /ደኣንት/ ዝተውሃቦም ኣብዚ ዓመት ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል /ደረጃ/ ዝገልፅ ሰርቲፊኬትን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ናምበርን ዘቅርብ፤

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 04 ምልክታ ካብ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 20.00 ብር ጥራሕ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፡፡ እቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ብስምዒ ወይ ተመሳሳሊ መንገዲ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናይ ተጫራታይ ሽምን ማህተምን ብምግባር ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታው ይከኣል፡፡

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ሲፒኦ/ ብጥረገንዘብ ብር 2000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ፤

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይከውን፡፡

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት፡፡

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

7 ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403728 ምድዋል ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category