ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፤

2 Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ፤

3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ፤

4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ፤

5 ናይ ወርሒ ግንቦት 2011ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቅርብ ዝክእል፤

6 ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል፤

7 ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

8 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 29/05/2019 ኣ.ፈ ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ምዉሳድ ዝክእል፤

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 06/06/2019 ኣ.ፈ ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 06/06/2019 ኣ.ፈ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-405095/405069/5113 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4464)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (513)
            • ህንፃ መሳርሒ (7198)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (181)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (78)
                            • ፈርኒቸር (1284)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (89)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (427)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2990)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1661)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8598)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (836)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s