ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሚስቲቡሽ መኪና ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቅሑ መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 3, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ዘለኩም፤ ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም፣ ቲን ካርዲ መረዳእታ ዘለኩም ፣ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም፣ ናይ ወርሒ ለካቲት ዲክላርስዮን ዝገበርኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ኣተሓሐዙ ዘቅርብ፤

2 ናይ ሕድሕድ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መከበሪ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብምክፋል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ 01 ምውሳድ ይከኣል፡፡

4 ካብ ዕለት 16/09/2011ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ጨረታ ዶክመንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክመንት ብምምላእ ኦርጂናልን ኮፒን ነነበይኑ ኣብ ዝ/ያ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይርሉ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን 01 ዝተዳለወ ሳንዱቅ የኣቱ፡፡

5 ናይ ኣቅሑ መለዋወጢ መኪና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/09/2011ዓ/ም 8፡00 ናይ ደ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

6 እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ናይ መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ይምለሰሉ፡፡

7 ጨረታ ሰዓራይ አቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ሃርሞኒ ጋራዥ ማለት ያሬድ እና ግደይ ሕ/ሽ/ማሕበር ኣጋዓዒዙ ከቅርብ ዝክእል፤

7 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ ተዘይኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መ/ቲ ካዝና ኣታዊ ይከውን፡፡ በተወሳኪ ብመመርሒ ዕደጋ እውን ይሕተት፡፡

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0346-670078 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s