ተ.ቁ | ሰሌዳ ቁፅሪ | ናይ መኪና ዓይነት | ፋብሪካ | ሞዴል | ዝተሰርሐትሉ ዘመን | ናይ ሞተር ዓቅሚ | ነዳዲ | ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ | ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት |
1 | 2-00573 ትግ | ሃርድቶፕ ቶዮታ ላንድኩሩዘር | ቶዮታ ጃፓን | PZJ75 LP | 1991 | 3470 | ናፍታ | 112,500.00 | 12/09/2011 |
2 | 5-00127 ትግ | ፎርድ ኣምቡላንስ | ፎርድ ኣመሪካ | WFST SR-3 | 1998 | - | ናፍታ | 95,000.00 | 12/09/2011 |
1 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ኣብ ካብዚ ዝወፀኣሉ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 10/09/2011ዓ/ም ካብ ንግሆ ሰዓት 2፡00 ክሳብ 11፡30 ድ/ቀትሪ ዘሎ ግዜ ኣብ ትካልና ቀ/ወያነ /ቀበሌ19/ ኣብ ትሕቲ ቤ/ክ/ቅ/ሚካኤል ፊት ንፊት ቤትፍርዲ ወረዳ እንደርታ ጎኒ ቤ/ፅሕፈት ኢሚግሬሽን ብኣካል ብምቅራብ ምርኣይ ይከኣል፡፡
2 ተጫረቲ ንሕድሕድ መኪና ብናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ 25 ሚኢታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ክፍሊት ሰነድ/ሲፒኦ/ ብምትሓዝ ምምዝጋብ ይከኣል፡፡ ድሕሪ ምፍላጥ ናይቲ ጨረታ ውፅኢቱ ተስዓርቲ ዘተሓዝዎ ናይ ክፍሊት ሰነድ /ሲፒኦ/ ድሕሪ ክልተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ተመላሲ ይግበረሎም፡፡
3 ኣብዘን ተሽከርከርቲ ዝድለ ናይ ስራሕ ግብሪ ሽም መዘወሪን ካልእ ዝኮነ ወፃኢ ሰዓራይ ጨረታ ዝከፍሎ ምዃኑ ትካልና ኣቀዲሙ የፍልጥ፡፡ ትካልና እዘን መካይን ናብ ሰዓራይ ጨረታ ሽም ክዛወራ ንዝምልከቶ መ/ዊ ኣካል ደብዳቤ ጥራይ ይፅሕፍ፡፡
4 እዚ ጨረታ ዘካየድ ካብ ንግሆ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 6፡00 ኮይኑ ናይ ተጫረቲ ምዝገባ ካብ ንግሆ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 4፡00 ኣብተን መካይን ደው ዝበላሉ ልዕል ኢሉ ኣብ ተራ ቁፅሪ 1 ዝተጠቀሰ ናይ ትካልና ኣድራሻ ይከውን፡፡
5 ሰዓርቲ ጨረታ ሰዓራይነቶም ብደብዳቤ ካብ ዝተረጋገፀሎም ዕለት ጀሚሩ ዘሎ 5ተ መዓልቲ ውሽጢ ምሉእ ክፍሊት ፈፂሞም ዘሰዓርዎ ንብረት ምልዓል ኣለዎ፡፡ነገር ግን በቲ ዝተውሃቦ ግዜ ገደብ ውሽጢ እንተዘይኣልዒሎም እቲ ጨረታ ተሰሪዙ ንጨረታ መከበሪ ዘትሓዝዎ ገንዘብ ንትካልና ኣታዊ ይከውን፡፡
6 ሰዓርቲ ጨረታ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናቶም ወፃኢ ከልዕልዎ/ከጓዓዕዝዎ ኣለዎም፡፡
7 ማእከልና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁፅሪ 0914-005514/0914-700907/0914-763480/ ወይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ብኣካል ብምምፃእ ግቡእ ሓበሬታ ክተረክቡ ትክእሉ፤
Backs