ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ክገዝእን ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ይደሊ። ስለዚ ካብ 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኣብቲ ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ንነብሲ ወከፍ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ነብሲ ወከፍ ሰነድ ብበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትው ኣለኩም፡፡ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኣብ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ እትወዳደሩ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ቅዳሕ ክተቅርቡ ትክእሉ፤ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩምን ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘቅረብኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ ትክእሉ፤ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ኩሉ እተቅርብዎ መረዳእታ ብግልፂ ዝንበብ ክከውን ኣለዎ፤

2 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ሽምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን፤

3 ኣብ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑ እትወዳደሩ ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ናይ በዓል ዋና ሽምን ፊርማን እንተዘይሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን፤

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ (5000.00) ቅርሺ ንኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ንዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ድማ 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል፤

5 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡45 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጓገልን፤ ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ውን ኣይህሉን፡፡

7 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0347-753705 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s