ኮምፒተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date:
  • Computer Sales and Accessories/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝገባእ ረቋሒታት

1 ናይ 2006/2007 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 ዉሕስና ጨረታ 10% ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ዝተወሃበ ቅብሊት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ ክፍሊ 308 ክትወስዱ እትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ አብ ቁፅሪ ክፍሊ 409 ክተቅርቡ አለኩም

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን 7 መዓልቲታ ብምፅናሕ ዕለት 11/2/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4ይ ፎቅ ኣብ ዝርከብ አዳራሽ ይክፈት

6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ አብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረከብ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ዝዕደጋ በዝሒ ኮምፒተራት

  • ዲስከ ቶፕ        12
  • ላፕቶፕ           6
  • ፕሪንተር          3

 

 

 

Backs
Tender Category