ኣብ ዉሽጢ ንዝርከቡ ሴክተራት ን2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (ስቴሽኔሪ )ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 27, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 10, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 10, 2008 06:00 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ሀ ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 002 ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ ስቴሽኔሪ ናይ ሲፒዩ ዋጋ 3000 ብር

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ዘቅርቡን

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ደኩመንት 2 ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 30 ብር (ሳለሳ ቅርሺ)

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 830 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 10/02/2008 ዓም ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ

5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

7 ዝቐርብ ዋጋ ብዘተቐመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቕርብ

8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምንከባቢ ጁብሩክ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034205123 /0914734650 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category