ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድግራት አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት ኤሌክትሮኒክስ ትቦን መገጣጣሚ ግልጺ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ

ንካልኣይጊዜዝወፀግልፂጨረታምልክታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድግራት አብ በጀት ዓመት 2006 /ም ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት ኤሌክትሮኒክስ ትቦን መገጣጣሚ ግልጺ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ

  1. ተጫረቲ ናይ ዝወዳደርሉ ዶክመንት ኦርጅናል ከቅርቡ ዝክእል ክኮኑ አለዎም

  2. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ 5000ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

  3. ናይ ጨረታ ሰነድ ዘየምለስ ብር 50.00 እናከፈሉ እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 17/11/2006 ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድግራት ቢሮ ቁፅሪ 07 ፅፋይ ንብምምርን ምዉሳድ ይካአል

  4. ተጫረቲ ድሕሪ ምዕፃዉ ሳጥን ሳንዱቅ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

  5. ተጫረቲ ናይ መወዳደሪ ዋጋ ዝግለፅ ዕሹግ ፖስታ ካብ ዕለት 17/11/06 ክሳብ ዕለት 01/12/0 6 ዓ/ም ዘሎ ግዜ ንተከታታሊ 13 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድግራት ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይከዉን

  6. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 01/12/06 ዓም ሰዓት 9:00 ድ.ሳ ኮይኑ ዝከፈተሉ ዕለት 01/12/06 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

  7. ተወሳኪ መረዳእታ ኣብ ናይ መምርሒ ተጫረቲ ዝተዳለወ ዝርዝር ምርኣይ ይካአል

  8. ተጫረቲ ዘእተዉዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈለሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ቀፃሊ 30 መዓልቲ ዝፀንዕ ይከዉን

  9. ተጫረቲ ዝገዝእዎ ወይ ዝሰዓረዎ ንብረት ብናይ ባዕለሎም ትራንስፖርት ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድግራት ወፃኢ ገይሮም ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ክወስዱ አለዎም ኣብቲ ዝተገለፀ መዓልቲ እነተዘይ ወሲዶም ዘተሐዝዎ መክበሪ ዉዕሊ ይዉረስ

  10. ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

  11. ንብረት ርክክብ ዝግብረሉ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድግራትን ጥቃ ዓድዋ ሆቴል ዝርከብ ገንእን ይከዉን

  12. ዝኮነ አካል ክወዳዳር ወይ ክጫረት ይክእል

  13. ስዓራይ ምስተገለፀ 10% ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ናይ ንብረት ዋጋ ኣብ ዉዕሊ ምእሳር ከትሕእ ዝክእል

N.B ኣብ ዝሐለፈ 50.00 ብር ከፈልኩም ሰነድ ወሲድኩም ዝነበርኩም ብነፃ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር


 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s