ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ኣሉሚንየም፣ ስፌት ክዳን ጥልፍን ሲንጀርን ሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ መሰልጠንቲ ከሰልጥን ይደሊ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • location: ሽረ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 04:30 Morning
  • IT Training & Certification/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን፣ መለለዩ ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ለካቲት መጋቢት 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ገይሮም ዘቅርቡ፤ በዓል ሞያ መሰልጠኒ ሰዓራይ ኣካል የቅርብ፤

2 ናይ ኣልሙኒም ጥልፍን ሲንጀርን ስልጠና ኣብ ውሽጢ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ይካየድ፡፡

3 ናይ ስፌት ክዳን ድማ ኣብ ትካል ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ይካየድ፡፡ናይ ስፌት ክዳን ንብረት ብትካልና ይቀርብ፡፡ናይ ኣልሙኒም ጥልፍን ሲንጀርን ሙሉእ ንብረቱ ብመሰልጠኒ ይቀርብ፡፡

4 ናይ ኣልሙኒየም ሲኦሲ በዓሉ ዝመዘነ መመዘኒ መሰልጠኒ ንብረት ባዕሉ ዘቅርብ፤

5 ናይ ክዳን ስፌት በዝሒ ሰልጠንቲ 20፣ ናይ ኣልሙኒየም በዝሒ ሰልጠንቲ 40፣ ጥልፍን ሲንጀርን በዝሒ ሰልጠንቲ 30 ይከውን፡፡

6 በዝሒ ናይ ስልጠና መዓልቲ ንነብሲ ወከፍ 30 መዓልቲ ይከውን፡፡

7 ሰነድ ጨረታ ነነብሲወከፍ 50 ቅርሺ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊስኩም ክትመልኡ ይግባእ፡፡

8 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ ኮይኑ ናይ ስፌት ክዳን ጥልፍን ሲንጀርን ንነብሲወከፍ 10000.00 ቅርሺ ፣ ብናይ ኣልሙኒየም ድማ 15000.00 ሽሕ ቅርሺ ዘትሕዝ፤

9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን20 መዓልታት ይከውን፡፡

10 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 08/08/2011 ዓም ክሳብ 24/08/2011 ዓም ኮይኑ ጨረታ 24/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344443582 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category