ምድብ 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ናዉትን
ምድብ 2 ናይ መኻይን መለዋወጢ ናዉቲ
ምድብ 3 ናይ ሕትመት ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
1 ናይ 2007 ግብሪ ዝምልከተኩም ከፊልኩም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መቕረባይነት አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ ዘይምለከተኩም ድማ ናየ 2007 ዘሐደስኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቝፅሪ /TIN/ ሰርቲፊኬት ክትቅርቡ እትክእሉ
3 ቫት/VAT/ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2007 ዓ/ም ዴክሌር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ እትቅርቡ
4 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ በዓልኩም መጓዓዝያ ናብ አብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ናይ አካዳሚ መኽዘን ክትቕርቡ እትክእሉ
5 መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክዓርፎ ይግባእ
6 ተጫረቲ ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር/ እናኸፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ጉጅለ ዕደጋ ኣብ መስመር ዓዲ ሓዉሲ ዝርከብ ቤት ፅ/ትና ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 7 ካብ ዕለት 24/01/2008 ዓ/ም ክሳብ 09/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ንጉሆ እናመፃኩም ክትወስዱ እትክእሉ
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኽሎም ምድብ ማዕረ ነፍሲ ወከፎም 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር / ብሽም ኣካዳሚና ብCPO ከተትሕዙ እትክእሉ
8 እቲ ጨረታ ዕለት 09/02/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 5:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ አብ ቤት ፅትና ጉጅለ ዕዳጋ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተጫርቲ ዘድሊ ኩሉ እንተማሊኦም ብዘየለዉሉ እዉን ከምዝክፈት
9 ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምኳኑ ናይ ጨረታ ዉፅኢት ምስተፈለጠ ክሳብ 20% ናይቲ ንብረት ክዉስክን ክቅንስን ይኽእል እዩ
10 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 034 440 1989 ወይም ብሞቁፅሪ 0914176478 ደዊልካ ምሕታት ዝክአል ምኳኑ ንሕብር
Backs