ን3ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ንቤት ዕዮ ግልጋሎት ዝውዕ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-170113/0912-842560 ምድዋል ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category