ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ንቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ማይጨዉ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 09:30 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ፈቃድ ዘለዎምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለን ዝሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጅናል ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም፡፡

2 ተጫረቲ በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎም ከኮኑ ኣለዎም፡፡

3 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም፡፡

4 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቀፅሪ ወይድማ TIN No ከህልዎም አለዎ፡፡

5 ተጫረቲ ብፖስታ ዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ብር 5,000 ጨረታ መክበሪ ከትሕዙ ይግባእ፡፡

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ኦርጂናልን ኮፒን ኮይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ኣብቲ ፖስታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ምዃኑ ክገልፁ ይግባእ፡፡

7 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ብር 100 ብምክፋል መቐለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ንፊት ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ወይድማ አብ ከተማ ማይጨዉ ቀበሌ 04 ዝርከብ ኩባንያ ኣብ መምርሒ ፋይናንስ መፂእኩም ምዕዳግ ዝክእሉ ምካንኩም ንሕብር፡፡

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ቀዳም ዕለት 18/04/2019 ዓ.ም.ፈ ልክዕ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ በዚ ዕለት 9:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪል ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከተማ ማይጨው ቀበሌ 04 ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ይክፈት::

9 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዓይነት ኣቅሓ በቲ ዝድለ ፅርየት እንተዘይኮይኑ ትካልና ናይ ዘይምቅባል መሰል አለዎ፡፡

9 ኩባንያ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴልፎን 0347-771259 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category