1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
6 ናይ ወርሒ ነሓሰ ቫት ዲክለር ዝገበሮ ከቅርብ ዝክእል
7 እቲ ጨረታ ምስታፍ ንዝኮነ ሕጋዊ ነጋዳይ ክፍቲ ኾይኑ አብቲ ጨረታ ብቋንቋ ትግራኛ ብግልፂ ብፅሑፍ ከረድእ ዝክእል
8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 14/01/ 2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 05/02 2008 ዓ/ም 4:00 ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ሰነድ ካብ ኣግበ ቴ /ሞ /መ /ማእከል ዕ/ንምም/ ር/ ፋይናንስ ቁፅሪ 05 ኣብ መቐለ ድማ ቢሮ ቴሞትስ ቁፅሪ ቢሮ 333 ክትወስዱ ትክእሉ
9 መጠን መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ካብ 2000 - 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል
10 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን
11 ናይ ሕድሕድ ዶክመንት ኦርጅናን ኮፒን ብክልተ /2ተ/ ፖስታ ኣሺጉ ናብ መቐለ ቢሮ ቴሞትስ ቁፅሪ ቢሮ 333 ናብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክአቱ ዝክእል
12 ሰዓርቲ ሰዓርነቶንም ምስ ተገለፀሎም ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ማዓልቲ በቲ ዝወፀ እስፐስፌከሽን መሰረት ዉዕል ዝኣስርን ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መፅዐንን መረጋፍን ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ኣግበ ቴሞ መ ማእከል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዕለትን ከቅርብ ዝክእል ፅሬቱ ዘይሐለወ እንተኮይኑ ድማ በቲ ጨረታ መሰረት ተቀፂዖም እቲ ንብረት በቲ ዝወፀ ስፐስፌከሽን መሰረት አታዊ ይገብሩ
13 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ዉዕል 10% ናይ ዝሰዓርርዎ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝክእል
14 ኣብ ጨረታ ክጭበርብሩ ዝፈትኑ ነጋዶ ስጉምቲ ንወስድ ምኳንና ክምኡ እዉን ዘትሐዝዎ ናይ ጨረታ መክበሪ ገንዝብ /CPO/ ዝዉረስ ምኳኑ ምፍላጥ የድሊ
15 አብ እዋን ምክፋት ጨረታ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ክርከቡ አለዎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘይመርካቦም እቲ ጨረታ ንዘይ ምክፋት ኣይንግደድን
16 እቲ ጨረታ ዕለት 05 /02 /2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለትን ሰዓትን 4:30 ኣብ መቐለ ቢሮ ቴ/ሞ/ት/ስ ቁፅሪ ቢሮ 333 ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይከፈት
17 ካሊእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 በዘሎ ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ በዝኣዘዞ መሰረት ይፍፀም ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅን መምርሒን ዝጓነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣየገልግልን
18 ቤት ፅሕፈትና 20% ካብ ሕድሕድ ኣይተም ናይ ምውሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕልዉ እዩ
19 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 09 48 53 62 08 /09 33 10 48 33 /09 14 29 05 93 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ
Backs