1 በቲ ዓዉዲ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 መቅረባይነትን ቲን ነምበርን ዘለኩም
3 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይንም ብጥረገንዘብ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ነሓሰ 2007 ዓ ∙ም ዘቅርብ ወይንምድማ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 13 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ክሳብ 3 ጥቅምቲ 2008 ዓ∙ ም እንትከዉን እቲ ጨረታ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2008 ዓ∙ ም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት
6 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ንብረት ክፍሊ ዘረክብ ምካኑን ንብረቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀመሉ መካኑ ንሕብር
7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
8ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344440604 ወይንድማ 0344440201 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።
Backs