ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤ ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ክቅርብ ዝክእል፤

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር ክቅርብ ዝክእል፤

5 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 10 ካብ 25/06/2011ዓ/ም -10/07/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ መዓልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ዝተዳለወ ሰነድ ምውሳድ ይክእሉ፤

6 ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ነንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኮይኑ ኣብ ልዕሊኡ ናይ መቅረባይ ሽም ፣ ትካል ኣድራሻ፣ ስ.ቁፅሪን ናይ ምንታይ ዓይነት ጨረታ ምዃኑን ናይ ዝጫረትሉ ቤት ዕዮ ሽም ክሕብር ኣለዎ፤

7 መከበሪ ጨረታ 4000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሽም ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ብጥረገንዘብ ወይ ሲፒኦ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል፤

8 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝያ ናብቲ ቤት ዕዮ ንብረት ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል፤

9 ውዕሊ ካብ ዝአሳረሉ ዕለት ጀሚሩ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ኣታዊ ክገብር ዝክእል፤

10 እቲ ጨረታ 10/07/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ፊት ለፊት ፕላኔት ሆቴል ሰናይ ዘበን ህንፃ 2ይ ደብሪ ዳ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዘለውሉ ዝክፈት ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምህላዎም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጓገልን፤

11 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፤እንተዘይኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሓወሰ ርዱእ ተገይሩ ይውሰድ፤

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ጨረታ ካብዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 መዓልታት ይከውን፤

13 እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

14 እቲ ኤጀንሲ ካብ ዝግዛእ ንብረት ዓቀን ከምኣድላይነቱ 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ፤

15 ዝክፈተሉ ዕለት ኣብ ናይ መንግስታዊ ወይ ሃይማኖታዊ በዓል እንተኮይኑ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤

16 ሰዓራይ ዘቅርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀነ ጥራሕ ኣታዊ ይከውን፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406363 ደወልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s