ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ንብረት ናይ ሕትመት መሳርሒን ጨርቃ ጨርቂን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 21/06/2011 ሰዓት 11:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-402420 ምድዋል ይከኣል፤

Backs
Tender Category