ኣብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 8, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date:
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቐፅሪ /TIN/

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ / VAT / ዝተመዝገብኩም መካንኩም

5 ናይ ወርሒ ሓምለ 2007 ዓ/ም ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረብቲ ዝርዝር  ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ መስከረም 6/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ሰነድ  ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉ 

8 እቲ ጨረታ ዕለት 20 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00  ተዓፁዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 10,000 (ዓሰርተ ሽሕ ብር ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ  ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይ  ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊትለፊት

Backs
Tender Category