ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ቤት ፍርዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይዚ ዓመት 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን ግብሪ ሙሉእ ዝከፈለን

3 ንሐደ ደኩመንትት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤

4 ተገዚኡ ዝመፀ ንብረት ኦርጂናል ምካ ሓላፍነት ወሲዱ ዘቅርብ

5 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000.00/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

6 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

7 እዚ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ::

8 እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጂናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትው ኣለዎም

9 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለሬሽን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

10 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 07/06/2011 ዓ/ም ክሳብ 22/06/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን

11 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን ይከውን

12 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፍርዲ ወ/ቆ/ተምቤን ከቅርብ ዝክእል፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 461034/460109 /0914-4774810 ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s