ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ግልጋሎት ዝህባ መካይን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፓርት ንምግዛእ በቲ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከበ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ብመሰረት እዚ በቲ ዘፈር ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
  • Posted Date: ሰንበት የካቲት 3, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት የካቲት 17, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:4000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰንበት የካቲት 17, 2011 04:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ስራሕ ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ከቕርቡ ዘኽእሉን፤

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ወርሒ ታሕሳስ ደከለር መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፤

3 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተመዝገብኩምሉ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎምን ከቕርቡ ዝኽእሉን፤

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 02/06/2011ዓ/ም ክሳብ 17/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣበ ኮረም ሆስፒታል ፋይናንስ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል። መከበሪ ጨረታ 4000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ኣብ ኮረም ሆስፒታል ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይገብሩ።

5 ሰነድ ጨረታ 17/06/2011 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ብዝይገድስ ሰዓት 4፡30 ኣብ ሆስፒታል ኮረም ይክፈት፤

6 ተጫረቲ ኣብ ዝወሰድዎ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃሊዎም ጨረታ ንምክፋት 3 መዓልቲ ክተርፎ ከሎ እንተቅሪቦም ሕቶኦም ተቀባልነት የብሉን።

7 ኣብ በዝሒ 20% ናይ ምውሳኽን ምቅናስን መሰል ሆስፒታልና ዝተሓለወ እዩ።

8 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345-510059 /0914-751209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category