ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝር ንዝቀረቡ ረቋሕታት እተማለኡ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግበኦም ረቋሕታት
1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብርን ካልኦት ዘድሊ ሰነድን ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ፤
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡን ዝክእሉን፤
3 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 01/06/2011 ዓ/ም ጀሚሩ - 15/06/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ቤ/ፅሕፈት ት/ፋ/ወ/ኢሮብ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንበ/ምም/ርን 50.00 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ከእትው ይኽእሉ።
4 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 4000.00 (ዓርባዕተ ሽሕ) ከትሕዝ ዝክእል፤
5 ሰዓራይ ውዕሊ ንከኣስር ብዝትነገሮ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤
6 መከበሪ ውዕሊ 10 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ንበረት ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤
7 እቲ ጨረታ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 15/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ቤ/ፅሕፈት ት/ፋ/ወ/ኢሮብ ከ /ስ /ፋይ /ዕ/ ንበ /ምም ርን ከተማ ደውሃን ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-450110/0343-450112 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤
Backs