ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ይደሊ፤
  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 09:00 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ 5000.00 ሽሕ ብር ብቤት ፅሕፈት ማልት ሽም ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ ማ.ል.ት ቤት ፅሕፈት ቁፀሪ 400 ክወስዱ ይክእሉ፤

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ፋይናንሻልን ዶክመንትን ማህተም ገይሮም ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ጥሪ 23/2011ክሳብ 7/06/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፤

8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅረቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቀባልነት የብሉን፤

9 እቲ ጨረታ 07/06/2011ዓ/ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ፣ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

10 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተገለፁ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክኣቱ ዝክእል፤

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪባ ብክፋል ይኩነ ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤

Backs
Tender Category