1 ሰነድ ጫረታ ካብ 23/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 29/05/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 20.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ኮንደሚኔም ቁፅሪ 2 ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር
2 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ዘቅርብ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
4 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ፤
5 መከበሪ ፕሮፎርማ ምልክታ 3000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤
6 እቲ ፕሮፎርማ ምልክታ 29/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፤
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs