ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ፅሑፍ ሕትመት፣ ናይ መኪና ኣቀሑት፣ ቲተርን ማሕተምን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 24/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408755 ምድዋል ይከኣል፤

Backs
Tender Category