ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ከምኡ ድማ ናብ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ እትውዕል ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ተካርዩ መንገዲ ንምፅራግ ግልጋሎት ክራይ ማሽን ክዕድግ ይደሊ::

1 ናይ ተጫረቲ ሽም፣ ፊርማ፣ ኣድራሻ፣ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም፤

2 ተጫረትቲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ናምበር፣ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ ቫት ሰርቲፊኬት፣ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ ትገናዘበ መረዳእታ ኮፒ ብምቅራብ ክትወዳደሩ ትክእሉ፤

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 100.00 ብምክፋል ምውሳድ ትክእሉ፤

4 መከበሪ ጨረታ ንሕትመት ግልጋሎትን ንኤሌክትሮኒክስ ቀወምቲ አቅሑት 3000.00 ከምኡድማ ናይ ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ 10000.00 ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዝ ዝክእል፤

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ይክፈት፤

6 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እንተደኣ ብካላንደር ዝዕፆ በዓል ኮይኑ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ይፍፀም፤

7 ተጫረቲ ዝህብዎ መጫረቲ ዋጋ ን45 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ምካኑ ኣብቲ ዘቅርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ከረጋግፁ ይግባእ፤

8 ተወዳደርቲ ዋጋ እትትመልኡ ኣብ ዝወስድኩምዎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ኣብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ እንትከውን በዚ መሰረት ተጫረቲ እትመልእዎ ዋጋ ድማ ቫት ዝሓወሰን ናይ ሕትመት ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን መፅዓንን መራገፍን ካብ መቅረባይ ምካኑ፣ ናይ ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ናይ  ኤክስካቫተር መፅዓንን መራገፍን /ሎቤድ/ ናብቲ ዝተብሃለ ቦታ ብምውሳድ ዝወፅእ ወፃኢ ካብ በዓል ዋና ኤክስካቫተር ምካኑ ክፍለጥ ኣለዎ፤

9 ንናይ ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ጠቅላላ ወፃኢታት ከም ነዳዲ፣ ናይ ዘብዐኛ ፣ናይ ፅገና ይኩን ካልኦት ወፃእታት ካብ በዓል ዋና ኤክስካቫተር ዝሽፈን ይከውን፤

10 ተጫረቲ ጨረታ እንጫረተሉን ዝክፈተሉን ቦታ ኣብ ወረዳና ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ምካኖም ፈሊጦም ክጫረቱ ዝክእሉ፤

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

12 ኣድራሻና ወረዳ ግሎ መከዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ምምሕዳረን ንብረትን እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-340126/0910430948/0937-037779 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s