ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 03:30 Morning
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30   

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406363 ምድዋል ይከኣል::

Backs
Tender Category