ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ ዝርከቡ ቦታታት ብመሽን ማለት ሎደር ፅርግያ ከፅርግን ከስተካክልን ስለዝደለየ ኣብቲ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ንዕድም::

1 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፤

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፌከት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገቡ ዝኮነ፤

4 በቲ ዘፈር መቅረባይነት ዘለዎ ፤

5 ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ዝከፈሉ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ :

6 ናይ ዝሐለፈ ወርሒማለት እዉን ናይ ሕዳር ወርሒ ሒሳቦም ዲክላር ዝገበሩ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

7 ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብር 5000 ከትሕዝ ዝክእል፤

8 በዚ መሰረት ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሐዳርን ብምዉሳድ ንዕድም፤

9 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ሎሚ ዕለት 14/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 24/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ሰነድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ይእቱ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ሳንዱቅ ጨረታ ይዕሸግ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተወዳደርቲ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት::

10 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ኣካል ውዕሊ ብምእሳር ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ስራሕ ክጅምር ዝክእል ክሳብ ቤት መዘጋጃ ዘኣትውን ክምለሱ ከለው እውን ስራሕ ጠጠው ካብ ዝበሎ ዘሎ ናይ መጋዓዓዚ ሰዓት ናይ ባዕሎም ምካ ምርዳእ የድሊ::

12 ዘድሊ ነዳዲ ናይ በዓል ዋና ንብረት /ተጫራታይ ምካ ምርዳእ የድሊ ከምኡውን ነዳዲ መምልኢ ሰዓት ነዳዲ ክመልኡ ጠጠው ዘበልሉ ሰዓት ኣይነከፍልን::

13 ብውዕሊ መሰረት ፅሬቱ ዝተረጋፀ ኣብ ዝተነፀረ ሰዓት ዘየቀረበ እንተዘይኮይኑ ዘትሓዞ መከበሪ ውዕሊ ናብ ካዝና መንግስቲ /ቤት ፅሕፈትና/ ኣታዊ ዝከውን ምካኑ ብተወሳኪ ኣብ ጨረታ ሰነድ ይኩን ኣብ ጨረታ እዋን ክዳናገር ከጭበርብር ዝፈተነ/ት ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ኣታዊ ይከውን፤ ብተወሳኪ ካብ ጨረታ ዝእገድ ምካኑ ድማ ኣቀዲምካ ምርዳእ የድሊ፤

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0343-140006

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s