ሎላ ችልድረንስ ሆም ንዘካይዶ ህዝባዊ መዋጮ ምስ ብሄራዊ ሎተሪ ብምትሕብባር በዓል 10.00 ብር ቶምቦላ ሎተሪ ትኬት ኣሐቲሙ ክሸይጥ ይደሊ።ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ናይ ሓደ ትኬት ዋጋ ብምጥቃስ በዓል 100 ቆፅሊ ትኬት ዝሓዘ 2000.00 (ክልተ ሽሕ) ፓድ ዋጋ ብምምላእ ንክወዳደር ንዕድም።
  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 10:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 10:31 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፤

2 ቫት (ቲኦቲ) ዘለዎ፤

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለ፤

4 8*15 cm ፔፐር 100gm ዝኾነ መጠን ዘለዎ ትኬት ዘቅርብ

5 እቲ ናይ ሕትመት መስቲ ድርጅት ሕትመት ዝፍፅም፤

መተሓሳሰቢ

1 ተጫረቲ ሰነድኩም ኣድለይቲ መረዳእታኩምን መሊእኹም ብምዕሻግ ካብ ዕለት 10/05/2011ዓ/ም ክሳብ 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 6:00 ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው ይግባእ።

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝከፈተሉ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸውን።

3 እቲ ድርጅት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0921-586031/0914-701968/0342-401424 ምድዋል ይከኣል።

Backs
Tender Category