ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓቂ ንመዘናግዒ መምህራን ዘገልግል ሓደ ማዕፆን ክልተ መስኮትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 04:30 Morning
  • Metals Works/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 08/05/2011ዓ/ም

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ንግሆ ይኽፈት።

3 ዋጋ እቲ ጨረታ ብናይ ካልእ ዋጋ ተተርኢስካ ምቅራብ ኣይከኣልን።

4 እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

5 ዋጋ ጨረታን ንግዲ ፍቃድን ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክኣቱ ኣለዎ።

                                                   

Backs
Tender Category