ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ብረታ ብረት ግዝኢት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።
  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 03:00 Morning
  • Metals Works/
  • Print
  • Pdf

1 መቅረብቲ ካብ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ሰነድ ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757ምድዋል ይከኣል።

Backs
Tender Category