ን ኤጀንሲና መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካሜራ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 04:30 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 መቅረብቲ ካብ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል።

Backs
Tender Category