ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 04:30 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ክሳብ 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 4:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት4:30 ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402529/414490 ምድዋል ይከኣል።

Backs
Tender Category