ን2ይ ግዜ ፃውዒት ፕሮፎርማ ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ፖሊስ 4-0086 ሞዴል 79 HZG /DKMRS ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 08:01 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 24/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል።

Backs
Tender Category