ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ውቅሮማራይ፣ ሰለኽለኻ፣ ማይፀብሪ፣ ቆራሪት፣ ማይጋባ፣ ማይካድራን ዓዲ ረመፅን ዝርከቡ ንኡሳን ጨናፍር ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕሉ ባንኮኒ ናይ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ዘለኩም፣ ምስክር ወረቀት፣ ንግዲ ምዝገባ ምስክርነት፣ ግብሪ ዝከፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክላሬሽን ዝገበርኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤                                      

2 ብCPO ብር 30000.00 ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 እቲ ጨረታ ኣብ ሰለስተ ዝተመቐለ እዩ። ማለት ውን ሎት 1- ኣብ ከተማ ውቅሮማራይ፣ ሰለኽለካን ማይ ፀብሪን፣ ሎት 2 ኣብ ከተማ ቆራሪትን ማይጋባን፣ ሎት 3 ኣብ ከተማ ማይካድራን ዓዲ ረመፅን እዮም።ተጫረቲ ኩሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገእኡ ዝኽእሉ ምዃኖም እናገለፅና ዝወዳደርሉ ግን ኣብ ሓደ ሎት ጥራሕ እዩ። ካብ ሓደ ንላዕሊ ዝተወዳደረ  ካብ ጨረታ ይስረዝ።

4 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/04/2011 ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011ዓ/ም ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ/ፋይናንስ 4ይ (ራብዓይ) ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 409 ኩሎም መረዳእታታት ብምሓዝ ብብር 150.00 ( ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን ብር) ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትኽእሉ፤

5 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘቀረቡ ቅጥዕታት ብትኽክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ዶክሜንት ፈሪሞምን ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ከየጓደሉ ከቅርቡ ኣለለዎም። ዝተጓደለ  ብትኽክል ዘይተማልአን  ሰነድ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

6 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ባንኮኒ ፋይናንሻል፣ ሓደ ኦርጂናልን ክልተ ቅዳሕን ናይ ጨረታ ውሕስና ሰነድ (ሲፒኦ) ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ተዓሺጎም ኩሎም ፖስታታት ድማ ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረት ሎት ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ራብዓይ ደብሪ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣታዊ ይኸውን።

7 እቲ ጨረታ ዕለት 26/04/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ንጉሆ ቦታ ኣብ ደደቢት ትካል ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክፈት::ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ኣብ ሰዓቱ  ይኽፈት

8 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ።

9 ተወሳኪ ሐበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማ/ፋይናንስ ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s