ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባአ
1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልኩምን 2 (ቲን ናምበር) ተመዝጋቢ
3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርቲፊኬት ዘለኩም
4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም
5 ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ፤
6 ኣሸናፊ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቅርቡ ትኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ዘይምለስ ብር 20.00 ቅርሺ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ኸፊልኩም ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው እናዓደምና እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ 2/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 16/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝኽፈት ምዃኑ እናሓበርና ታረቲ ወይ ሕጋውያን ወከልቶም ተዝርከቡ ይምርፅ።
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
Backs