ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከባቢ ሜሊ ንዝሃነፆ ናይ ወርቂ መዓድን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ ቁፅሪ MGP/022/2018 ኣወዳዲርና ንሽድሽተ (6ተ) ኣዋርሕ ክንካረ ስለዝደለና ብቅዓት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 08:01 Afternoon
  • Machinery Rent/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ሞዴል

ትሕዝቶ

1

ኤክስካቫተር ምስ ጃክ ሃመር ዘለዋ ክትኮን ይግባእ

ቁፅሪ

1

2010ኣ/ፈ ንላዕሊ

2.3 m3

2

ዳም ትራክ

ቁፅሪ

1

2012ኣ/ፈ ንላዕሊ

16 m3

3

ፎርክሊፍት

ቁፅሪ

1

2008 ኣ/ፈ ንላዕሊ

5ቶን ንላዕሊ

1 ሰነድ ጨረታ ካብ  ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።

2 እቲ ጨረታ 05/01/2019 ኣ.ፈ ሰዓት ሰዓት 8:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 8:01 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-746424/0930-681854 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

Backs
Tender Category