ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ ንፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::
- ናይ2007 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉ ::
- ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
- ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ መጋበት 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
- ናይ2007 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
- ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ መኽበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ::
- መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
- ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 49 ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር / ብምግዛእ ካብ 06/12/2007ዓ/ም ክሳብ20/12/2007 ሰዓት 9:00 ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
- ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር5000.00 /ሐሙሽተ ሽሕ/ብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
- እቲጨረታዕለት20/12/2007 ዓ/ምልክዕሰዓት9:00 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 9:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 49 ተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
- ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
- ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589 / 408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር ::
Backs