ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም።
1 ንናይ ምግቢ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎን ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካብ ትልምን ፋይናንስ ዝተረጋገፀ ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
4 ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ መስከረም ዲክለሬሽን ዝገበረን ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
5 መክብሪ ጨረታ 15000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ስፒኦ ኣቀዲሙ ከትሕዝ
6 ጨረታ ዝተዘርገሐሉ ዕለት 26/03/2011 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ይኽፈት።
7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ብር 100.00 እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንገልፅ።
8 ናይ ጨረታ ረቋሒ ዘማልኡ ከምዘሎ ተሓቲሙ ንዝበለፀ ድማ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርኣይ ይከኣል።
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 0344-430843/0344-430333 ምሕታት ይከኣል።
Backs