ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲ ሩዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ወረቀት ምስክር ከፋሊ ግብሪ፣ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ፣ ፣ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መስከረም 2011 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ  ዘቅርቡን

3 ንዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ መምርሒን ትልምን ፋይናንስን ጉጅለ ዞባ ምዕራብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 11 ክትወስዱ ትኽእሉ፤

4 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 17/03/2011ዓ/ም -01/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 02/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ተጫረቲ ወይ ደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ምም/ር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ 11 ይኽፈት። ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይእገድን።

5 ተጫራታይ  ንነብሲ ወከፍ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ 3000.00 ቅርሺ ንመኸበሪ ሰነድ ጨረታ ውሕስና ከቅርቡ ኣለዎም።

6 ርኽክብ ንብረት ( ኣገልግሎት ዝግበረሉ ቦታ) ኣብ ከተማ ሑመራ ኣብቲ ዝተገለፀ ቤት ፅሕፈት ይኸውን።

7 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

8 ተወዳደርቲ ዝርዝር ምልክታ ጨረታ ኣብ ከተማ መቐለ ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ምልክታ መለጠፊ ቦታ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ተለጢፉ ስለዝርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ምውሳድ ወይ ምንባብ ይከኣል።

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-480001 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s