ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንልምዓት ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ መማያየጢ ዝውዕል በዓል 106 ገፅ 9000( ትሽዓንተ ሽሕ) ማንዋል ክተሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝቀርብ ረቋሒ እተማልኡ ኣካላት ክትጫረቱ ትዕድም።
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 10:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:20.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 10:30 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ 2010ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ክዕድግ ዝኽእል

4 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 04/03/2011ዓ/ም -13/03/2011 ዓ/ም ይከውን።ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2 ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ዘሎ ዕለት ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትኽእሉ ኢኩም።

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2 ደብሪ  ክፍሊ ፋየናንስን ምምሕዳርን ዝኽፈት ይኸውን።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰል ኣለዎ።

Backs
Tender Category