በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋውያን ተጫረቲ
1 ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን አብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን /ካርድ ዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቅርባይነት ካርድ ዘለኩም
3 ናይ ዝሐለፈ ወርሒ መስከረም 2011ዓ/ም ዲክላሬሽ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ
4 ንሐደ ዶክሜንት ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 29/02/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/03/2011 ዓ/ም ብምምፃእ ክትወዳደሩ ንዕድም።
5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344-430357 ምሕታት ይከአል:
Backs