- ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
- ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
- መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም
- መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና :: ኣቁሑት ቢሮ ፣ዕጥቂ ሰፖርትን ናውቲ ሕትመትን ተመዝገብቲ እሴት ታክስ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ
- ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ኣቁሑት ቢሮ ንብሰወከፎም 7000 ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ኣቁሑት ፅሬት : ንዕጥቂ ስፖርት፣ ናውቲ ሕትመት ንብሰወከፎም 3000 ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም
- ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚርኩም ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምውሳድ ይከኣል
- ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ዋናን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ 04/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ቀትሪ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቲ ኣለዎ።
- ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከረክብ ኣለዎ።
- እቲ ጨረታ 19/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 04/03/2011 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ሳንዱቕ ጨረታ 04/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ይክፈት
- ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንትረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740610 /0347-740003/0974-580453/0914-169925 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል
Backs