ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንነብሲ ወከፍ ምድብ ዘይምለስ 20.00 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:20.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 09:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንነብሲ ወከፍ ምድብ 3000.00 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝቀረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ ኣሸናፊ ኾይኖም እንትረከቡ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ሰራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/02/2011 - 23/02/2011 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ::

ተ.ቁ ዓይነት ስራሕ መጠን በዝሒ መብርሂ
1 ዊል ባላንስ ብድጅታል መሳርሒ ግራም 01
2 ዊል ኣላይመንት ብድጅታል መሳርሒ ንሓንቲ መኪና ብቑፅሪ 01
Grand total
Backs
Tender Category